Home 🎬 Bollywood 🎵 Pakistani 🎤 English Pop

Zemen

👤 Yemane Barya • 🎼 Zemen (Eritrean Music) • ⏱️ 5:51
🎵 1790 characters
⏱️ 5:51 duration
🆔 ID: 14100390

📜 Lyrics

ዘመን ተቐይርካኒ ስደተኛ ኾይነ
ብስክፍታ ዝነብር ክሳደይ ኣድኒነ
ሓሳብ ልቡ ዘይፍጽም ሰነፍ መስተማሰሊ
እናተጎደአ ዝነብር ኣሰኪምካኒ ቁስሊ

ከሓተካ'የ ኣነ መልሰለይ ዘመን
ስለምንታይ ከሊእካኒ ስኒት ፍቅሪ ሓበን
ሰብኣዊ መሰለይ ክብረይ ቀንጢጥካዮ
ንሓሳርን መከራን ንዕዳጋ ኣውሪድካዮ

መሬት ከምዘይናቱ ኣትሪሩ ዘይረግጽ
ርእይቶ ዘይብሉ ኣይምረጽ ኣይመርጽ
ኣይምረጽ ኣይመርጽ

ምድረበዳ ኾይኑ ሸኻ ለምለም ሳዕሪ
ኣቑጽልትና ነቒጹ ጥሉል ቀጠልያ ሕብሪ
ባህርያትካ ተቐይሩ መሬት ኣድሪቕካዮ
ሰናይ ዝነበረ ኣካሒዳ ጌርካዮ

መሬት ከምዘይናቱ ኣትሪሩ ዘይረግጽ
ስደተኛ ጌርካኒ ኣይምረጽ ኣይመርጽ
ኣይምረጽ ኣይመርጽ

ዘመድ ኢኻ ዘመን መፍትሕ ተመኩሮ
ንኹነታት ትማሊ ሎሚ ትቕይሮ
ወሳኒ ተራ ኢኻ በዓል ዓቢ ግደ
ባህርያዊ ተፈጥሮ ፈለማ ዝተወልደ

መሬት ከምዘይናቱ ኣትሪሩ ዘይረግጽ
ስደተኛ ጌርካኒ ኣይምረጽ ኣይመርጽ
ኣይምረጽ ኣይመርጽ

መሬት ከምዘይናቱ ኣትሪሩ ዘይረግጽ
ስደተኛ ጌርካኒ ኣይምረጽ ኣይመርጽ
ኣይምረጽ ኣይመርጽ

መሬት ከምዘይናቱ ኣትሪሩ ዘይረግጽ
ስደተኛ ጌርካኒ ኣይምረጽ ኣይመርጽ
ኣይምረጽ ኣይመርጽ

መሬት ከምዘይናቱ ኣትሪሩ ዘይረግጽ
ስደተኛ ጌርካኒ ኣይምረጽ ኣይመርጽ
ኣይምረጽ ኣይመርጽ

⏱️ Synced Lyrics

[00:35.23] ዘመን ተቐይርካኒ ስደተኛ ኾይነ
[00:41.28] ብስክፍታ ዝነብር ክሳደይ ኣድኒነ
[00:48.31] ሓሳብ ልቡ ዘይፍጽም ሰነፍ መስተማሰሊ
[00:54.26] እናተጎደአ ዝነብር ኣሰኪምካኒ ቁስሊ
[01:05.25] ከሓተካ'የ ኣነ መልሰለይ ዘመን
[01:11.56] ስለምንታይ ከሊእካኒ ስኒት ፍቅሪ ሓበን
[01:17.82] ሰብኣዊ መሰለይ ክብረይ ቀንጢጥካዮ
[01:24.55] ንሓሳርን መከራን ንዕዳጋ ኣውሪድካዮ
[01:36.23] መሬት ከምዘይናቱ ኣትሪሩ ዘይረግጽ
[01:45.12] ርእይቶ ዘይብሉ ኣይምረጽ ኣይመርጽ
[01:54.04] ኣይምረጽ ኣይመርጽ
[02:07.10] ምድረበዳ ኾይኑ ሸኻ ለምለም ሳዕሪ
[02:13.00] ኣቑጽልትና ነቒጹ ጥሉል ቀጠልያ ሕብሪ
[02:19.51] ባህርያትካ ተቐይሩ መሬት ኣድሪቕካዮ
[02:25.62] ሰናይ ዝነበረ ኣካሒዳ ጌርካዮ
[02:36.13] መሬት ከምዘይናቱ ኣትሪሩ ዘይረግጽ
[02:45.39] ስደተኛ ጌርካኒ ኣይምረጽ ኣይመርጽ
[02:53.68] ኣይምረጽ ኣይመርጽ
[03:49.37] ዘመድ ኢኻ ዘመን መፍትሕ ተመኩሮ
[03:55.75] ንኹነታት ትማሊ ሎሚ ትቕይሮ
[04:02.10] ወሳኒ ተራ ኢኻ በዓል ዓቢ ግደ
[04:08.73] ባህርያዊ ተፈጥሮ ፈለማ ዝተወልደ
[04:19.54] መሬት ከምዘይናቱ ኣትሪሩ ዘይረግጽ
[04:28.16] ስደተኛ ጌርካኒ ኣይምረጽ ኣይመርጽ
[04:36.79] ኣይምረጽ ኣይመርጽ
[04:41.18] መሬት ከምዘይናቱ ኣትሪሩ ዘይረግጽ
[04:49.40] ስደተኛ ጌርካኒ ኣይምረጽ ኣይመርጽ
[04:57.59] ኣይምረጽ ኣይመርጽ
[05:03.26] መሬት ከምዘይናቱ ኣትሪሩ ዘይረግጽ
[05:10.85] ስደተኛ ጌርካኒ ኣይምረጽ ኣይመርጽ
[05:19.89] ኣይምረጽ ኣይመርጽ
[05:24.59] መሬት ከምዘይናቱ ኣትሪሩ ዘይረግጽ
[05:32.83] ስደተኛ ጌርካኒ ኣይምረጽ ኣይመርጽ
[05:41.20] ኣይምረጽ ኣይመርጽ
[05:45.56]

⭐ Rate These Lyrics

☆☆☆☆☆
Average: 0.0/5 • 0 ratings