Home 🎬 Bollywood 🎵 Pakistani 🎤 English Pop

Husum Guahi - Eritrean Music

👤 Jemal Romodan • 🎼 Best Of Jemal Romodan (Eritrean Music) • ⏱️ 5:39
🎵 2592 characters
⏱️ 5:39 duration
🆔 ID: 9990838

📜 Lyrics

ሕሱም ጓሂ እዩ ክላለ ንዓኺ
ክብደል ካብ ኮነ ልበይ ብሰንክኺ
ሕሱም ጓሂ እዩ ክላለ ንዓኺ
ክብደል ካብ ኮነ ልበይ ብሰንክኺ

ሕሱም ጓሂ እዩ ክላለ ንዓኺ ወይ ኣነ
ክብደል ካብ ኮነ ልበይ ብሰንክኺ
ሕሱም ጓሂ እዩ ክላለ ንዓኺ ወይ ኣነ
ክብደል ካብ ኮነ ልበይ ብሰንክኺ
በሊ 'ቲ ዝሓይሽ በሊ 'ቲ ዝሓይሽ ግለጽሎም ኢኺ
መጨረስታ ፍቕረይ ይጽበ ካባኺ ይጽበ ካባኺ

ሕሱም ጓሂ እዩ ክላለ ንዓኺ ወይ ኣነ
ክብደል ካብ ኮነ ልበይ ብሰንክኺ
ሕሱም ጓሂ እዩ ክላለ ንዓኺ ወይ ኣነ
ክብደል ካብ ኮነ ልበይ ብሰንክኺ
በሊ 'ቲ ዝሓይሽ በሊ 'ቲ ዝሓይሽ ግለጽሎም ኢኺ
መጨረስታ ፍቕረይ ይጽበ ካባኺ ይጽበ ኣለኹ ካባኺ

ዎ... ይ
ኣሃሃሃሃሃ

ናይ ሰብ ነገር ግና ንዓይ ገሪሙኒ ኣሃ ሃይ
ናቱ ከይፈለጠ ይርከብ ክሓሚ
ናይ ሰብ ነገር ግና ንዓይ ገሪሙኒ ኣሃ ሃይ
ናቱ ከይፈለጠ ይጓየ ክሓሚ
በሊ ደስ ይበሎም በሊ ባህ ይበሎም ርሒቐ'የ ኣነ
ኣምላኽ'ባ እፍደዮም ናተይን ናታን ሕነና ናተይን ናታን ሕነ

ናይ ሰብ ነገር ግና ንዓይ ገሪሙኒ ኣሃ ሃይ
ናቱ ከይፈለጠ ይርከብ ክሓሚ
ናይ ሰብ ነገር ግና ንዓይ ገሪሙኒ ኣሃ ሃይ
ናቱ ከይፈለጠ ይጓየ ክሓሚ
በሊ ደስ ይበሎም በሊ ባህ ይበሎም ርሒቐ'የ ኣነ
ኣምላኽ'ባ እፍደዮም ናተይን ናታን ሕነና ናተይን ናታን ሕነ

ወረ ኻብ ምቕባል ዓዲ ኣይትውዓሉ ዋሃሃይ
ኪዳነይ ጽኑዕ'ዩ ደሓር ከይትፈሽሉ
ወረ ኻብ ምቕባል ዓዲ ኣይትውዓሉ ዋሃሃይ
ኪዳነይ ጽኑዕ'ዩ ደሓር ከይትፈሽሉ
በሊ 'ቲ ዝሓይሽ በሊ 'ቲ ዝሓይሽ ግለጽሎም ኢኺ
መጨረስታ ፍቕረይ ይጽበ ካባኺ ይጽበ ኣለኹ ካባኺ

ወረ ኻብ ምቕባል ዓዲ ኣይትውዓሉ ዋሃሃይ
ኪዳነይ ጽኑዕ'ዩ ደሓር ከይትፈሽሉ
ወረ ኻብ ምቕባል ዓዲ ኣይትውዓሉ
ኪዳነይ ጽኑዕ'ዩ ደሓር ከይትፈሽሉ
በሉ ደስ ይበልኩም በሉ ባህ ይበልኩም ተፈልየ'የ ኣነ
ኣምላኽ'ባ እፍደይኩም ናተይን ናታን ሕነና ናተይን ናታን ሕነ

ዋ... ሃሃ ሃሃ

⭐ Rate These Lyrics

☆☆☆☆☆
Average: 0.0/5 • 0 ratings